Naar Home

ደረጃ ብደረጃ ናይ ገዛእ ርእስኻ ውጥን ፍጠር

ውህደት፣ ደረጃ ብደረጃ

ውህደት እንታይ እዩ?

ኣብ ነዘርላድ ምውህሃድ የድልየኩም ድዩ? ቋንቋን ባህልን ነዘርላንድ ክትመሃሩ ኣለኩም። መብዛሕትኡ ግዜ ፈተናታት እውን ክትሓልፍ ኣለኩም። ብድሕሪኡ ናይ ውህደት ዲፕሎማ ወይ ምስክር ወረቐት ክት ረክቡ ኢኹም።

ን Wi2021 ጥራይ

እዚ ደረጃ ብደረጃ ትልሚ ብመሰረት ሕጊ ሲቪክ ውህደት 2021 (Wi2021) ንዝወሃሃዱ ውልቀሰባት እዩ። ብፍቓድካ ትወሃሃድ እንተኾንካ ደረጃ ብደረጃ ትልሚ ክትፈጥር እውን ትኽእል ኢኻ።

ብመሰረት ሕጊ ሲቪክ ውህደት 2013 (Wi2013) ትወሃሃድ ዲኻ? እንታይ ክትገብር ከም ዘለካኸ ክትፈልጥ ትደሊ ዲኻ? ድሕሪኡ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

ደረጃ ብደረጃ መደብኩም ምጅማር